ምብሳር ዕላዊ ምጅማር ፕሮጀክት ዒቃ

ዕላዊ ምጅማር ፕሮጀክት ዒቃ
===================
ማሕበርና ኩሉ መዳይ ሕብረት ስራሕ ኢንዱስትርታት ፍኖት ምስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ብምትሕብባር መድረኽ ምይይጥ ሓበራዊ ስምምዕነት መዳርግቲ ኣካላት ብምክያድ ዕላዊ ምጅማር ፕሮጀክት ዒቃ ኣበሲራ። እዚ ትግበራ ፕሮጀክት ተኽሊ ዒቃ ናብ ቁጠባዊ ረብሓ ንምውዓል ዝዓለመ ኮይኑ፣ ኩ/መ/ሕ/ስ ኢንዱስትርታት ፍኖት ኣብ ዓሰርተ ሓደ ወረዳታት ፈልሲ ጣብያ ተረኪባ ኣላ። ኣብዘን ወረዳታት ዝፈልስ ፈልሲ ዒቃ ናብ ጐረበት ወረዳታት ከምዝስፋሕፋሕ እውን ተገሊፁ ኣሎ።

ፍልፍል ምስላዊ ዜና 👉🏻 ቴሌቪዥን ትግራይ
ናይ ቋንቋ ትግርኛ ዜና
ንተወሳኺ ሓበሬታ
Mobile: +251924555533

Leave A Comment