Category: News

ዜና ምረቓ ማእከል ዕዳጋ መሰረታዊ ሸቐጣት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ፍኖት

ማሕበርና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ፍኖት ኣብ ክልልና ዘሎ ናህሪ ዕዳጋ ንምርግጋዕ፣ ንኣባላትናን ማሕበረሰብናን ብተመጣጣኒ ዋጋ ቀረብ መሰረታዊ ሸቐጣት ከም ጣፍ፣ ፊኖን ዘይቲ ብልዒን ንምቅራብ ዝተሰርሐ ማእከል ዕዳጋ ፍኖት ዕለተ ቀዳም 18 ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም ኣባላት ቴሌቪዥን ትግራይ፣ ኣተሓባባሪት ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ከተማ መቐለ ወ/ሮ ዘመዳ ገ/ሚካኤል፣ ካልኦት ኣመራርሓ ክ/ከተማ ቀ/ወያነን ኣመራርሓ […]
Read More